text
stringlengths 9
487
|
---|
በዚ ምኽንያት፡ ሓደ ኣብ ርእሲ እቲ ሓደ እናተደረበ ምስ መጽአ፡ ማሕበራዊ ክብሪ ስድራቤታ ዶዃዕዃዕ በለ። |
እቲ ምድንጋር ፈቕደኡ'ዩ መሊኡ ዘሎ። |
ኣብ ፕሮጀክት ሕርሻ ገርሰት፡ ኣብ ልምዓት ፍረታትን ኣሕምልትን ደሓን ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊጹ። |
13 ገላዉኡ ግና ናብኡ ቐሪቦም፡ "ኣቦየ፡ እዚ ነብዪ ፍሉይ ነገር ክትገብር እንተ ዚዛረበካ፡ ኣይምገበርካዮንዶ፧ 'ተሓጸብ እሞ ንጻህ' ጥራይ ካብ በለካ ግዳ፡ ክንደይ ብዝያዳ ዘይትገብሮ፧" በልዎ። |
26 ኣምላኽ ንኣገልጋሊኡ ምስ ኣተንስኦ፡ ንነፍሲ ወከፍኩም ካብ እከይኩም ብምምላስ ምእንቲ ኺባርኸኩም፡ ቅድም ናባኻትኩም ለኣኾ። |
ሕጂስ ኣለሊናዮም ጸላእትና። |
ሕዝብኽን ቤት ኣቦኽን ረስዒ። |
ምትካል መዓዝ ተጀሚሩ? |
"ግዝአቱ ኻብ ባሕሪ ኽሳዕ ባሕሪ፣ ካብቲ ርባ ኸአ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ኪኸውን እዩ"። |
ካን ምስ ህግድፍ ዲኻ ተጠቕሊልካ? |
ኣብ ባህሊ ሕብረተሰባት ብመንጽር ዝዓበሉ ከባብን ኣነባብራን፣ ርእሱ ዝከኣለ፣ ባህላዊ ሕክምና ኣለዎም። |
ኣብ ዝወረደካ መጉዳእቲ ምእላይ ዘይኰነ፡ ኣብቲ ዝበደለካ ሰብ ከተተኩር ብምግባር፡ ንስምዒታዊ ጭንቐትካ ከም ዝሕባእ ይገብሮ። |
እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ገነት ንኣዳም ሠለስተ ዓይነት ኣእዋም (ዕፀዋት) ገበረሉ። |
ክሳብ ናይ ኣሰልጣንነት ዕማሙ ዝዛዝም ከኣ ምስታ ዓባይ ክለብ ቀጺሉ። |
እነሆ ነዚ ነገር እዚ ፈሊጥኩምዎ ኣሎኩም እንተ ፈጸምክምዎ ብፁዓን ኢኹም" (ዮሓ 13፤16-17) ። |
ታሪኽን ታሪኻዊ ሓላፍነትን |
ብኣለምሰገድ ተስፋይ Read More |
"ንስኻ ኣምላኸይ ኢኻ" እብል እየ። |
ብልጽግና ፓርቲ ሰሞናዊ ጉዞ |
ብኣዝዩ ሕጽር ዝበለ - ነቲ ፖለቲካዊ ፡ ሕጋዊ ኣቃውማን ታሪኻዊ መንቀሊ ናይዚ ጉዳይ ንርአ ፥ |
ንሱ'ውን ኣብ ስጋዊ ፍትሒ ኣብ መንፈሳዊ ፍትሒ እና ኣተወ ይጽሕፍ እዩ። |
ኣብቲ ናተይ ኮምዩን እንታይ ንጥፈታት ኣሎ? |
ነዚ ቆልዓ እዚ እኳ መጽሓፍ ሂብካ ኢዱ እንተ ዘይኣሲርካዮ፡ ዝተኣስረ እዩ ዝፍንጥሕ። |
ኣብ ግብሪ ሃዋርያት 3:19 እዚ ዝስዕብ ነንብብ፦ |
ናይ ውሽጢ ህዝቢ ኣሎ ሓርነት ዝሕርበቶ |
ፈደምኤ ኣታዊታት ግብሪ ካብ መንግስታዊ ወጻኢታት ክብ ምባል ካብ ኣታዊታት ግብሪ ንምሽፋን ዝሕግዝ ቁጠባዊ ፖለሲ ንምኽታል ይዓዪ። |
ንዓና እውን ከምኡ ኺገብረልና ይኽእል እዩ። |
"ከምኡ ኸኣ እቲ ንሓጢኣት ብዙሓት ኬርሕቕ ኢሉ ሓንሳእ እተሰውኤ ክርስቶስ ንምድሓን እቶም ዚጽበይዎ ኻልኣይ ጊዜ ብዘይ ሓጢኣት ኪግለጽ እዩ። |
ምንጪ ናይ ኵሉ ክቡር ራእይ እግዚኣብሄር እዩ። |
10 ስለዚ፡ ነዚ ወለዶ እዚ ፈንፈንክዎ እሞ፡ 'ኵሉ ሳዕ ብልቦም ይስሕቱ፡ ንመገደይ እውን ኣይፈለጥዎን' በልኩ። |
ን ሓያላት ናይ ዓለም ዝርዓደት ምስጢራ ዘይትፈልጠት መርከብ Skip to content |
ቻፕሊን ግን ክብሎ ብዛዕባ ዝደለዮ ነገር ዕቱብ'ዩ። |
በዚሕካ እንድሕር ዘይነፋዕካ፡ ሃሊዩካ እንድሕር ዘይተኣኻኸለልካ ኮይኑ፡ ረኺብካ ከምዘይረኸብካ ኰይንካ፡ በሊዕካን ሰቲኻን ዘይዓገብካ፡ እኹል ደቂስካ ዕረፍቲ እንድሕር |
ስዒቡ፡ ቋንቋ ኔዘርላንድ ንምልምማድ ዘኽእሉ ምኽርታት ተጠቒሶም ኣለዉ። |
ምኽንያቱ ኣምላኽ ንዓና ኣዚዩ የፍቅረናን ምስኡ ብጸሎት ክንዘራረብ ኮለና ድማ ድምጽና ክሰምዓናን ይደሊ እዩ። |
ቓል ኣምላኽ "ናይ መንፈስ ሰይፊ" |
ካብ ክፍኣት ዝነቀለ ኣይኮነን ፥ ናቶም ባህሊ እዩ። |
እዚ ካኣ ናይ ተፈጥሮ/ኣምላኽ/ረቢ ስራሕ/ሕጊ ኢዩ። |
· ጥፉእ ወዲ እዮም። |
ፍጥረት ሰብ'ውን፡ ብኾምኡ'ዩ ዝምስራሕ። |
ኣቦ ህዝቡ ምንባሩ ሕጂ ተረዲኡኒ"። |
ንስምዒታተይ ብኸመይ ክቈጻጸሮ እኽእል፧ |
nl/breda ሓገዝ የድልየኩም ድዩ? |
ኣገልግሎት ህጹጽ ረዲኤት'ውን ተሓቢሮም። |
በል ካብ ጀመርኩስ ከኹድ ድ ዶ ከትፍቅዱለይ? |
ፍቕሪ ለሚነስ ኣተላ |
ኣብ ናይጄርያ ካብ ሞንጎ ዘለዉ 36 ግዝኣታት፡ ሌጎስ ዘይሻራዊ ጉጅለ መርመራ ብምጥያሽ ሰባት ዘለዎም ቅሬታታት ክሕብሩ ዝገበረት ፈላመይቲ ከተማ እያ። |
ብኣባታዊ ልቢ ኢዩ ቅዱስ ዮሴፍ ንኢየሱስ ዘፍቀሮ። |
እዚ ድማ፡ በቲ ሕልፉ ናይ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ኤርትራ ዝመጸ ታሪኽ፡ ንሓደ ሓደ ሰባት ከነወንጂል ኢልና፡ ንካልኦት ንጹሃት ኤርትራውያን አብ ዘይድሊ ተንጽሎን ሻቅሎትን ከነእትዎ የብልናን በሃላይ እየ። |
ናብ ስራሕ ወይ ናብ ድዃን ኣይትኺድ። |
ዓብለሎም ሓየሎም ሓየሎም |
ዘረባ ገዲፍና ንወስን ንወስን;; |
የዕንቲ ኣብይካ ድማ ይደፈና ? |
ሓቂ እዩ፡ እዚ ነገራት እዚ ሓጐስና ኼጥፍኣልና ይኽእል እዩ። |
ዓመታዊ ብኣማኢት ዝቊጸሩ ሰባት ስራሕ ክረኽቡ ንሕግዞም። |
ኣባላት'ቲ ሕብረት ነቲ ብኮምሽን ኤውሮጳ ዝቐረበ ሓሳብ ምንዋሕ እቲ እገዳ ክዝትያሉ እየን ተባሂሉ። |
Editorial ባጤራ ናቕፋ ብምሕደራ ናቕፋ |
ምተወሶኾ'ንበር ንሕናዶ ስርዓት ምሳኣና? |
ኣብ ሽድሽተ ወርሐይ ኵነታተይ ከንቈልቍል ጀመረ። |
ናብ ዩኒቨርሲቲ ዳርጋ ሃጽ ኢለ'የ ኣትየ። |
ኩለን ዝተኣሳሰራ እየን። |
ቤዛ ኩነታት ሳሚ ኣሻቂልዋ ኣይቀሰነትን ድቃስ ዘይብላ ሓደራት። |
ገበር _ ንህይወትካ ኽትቈጻጸራ ትኽእል ዲኻ፧ |
ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት "ኩሎም ሰባት ብናጽነት ኣብ ባህላዊ ህይወት ሕብረተሰቦም ናይ ምስታፍ መሰል ኣለዎም" ብምባል ኣቐሚጥዎ ይርከብ። |
ፅባሕ ረቡዕ ናብ ወደብ ባልቲሞር ክጉዓዙ እዮም። |
ፍቓድ ኢንቨስትመንት ብብርኪ ፌደራልን ክልልን እዩ ዝወሃብ |
ናይ ትጽቢትን ናይ ፍርሕን ጊዜ እዩ። |
ንግሆ ንግሆ ቐነድል ኬዳሉ ኸሎ ዕጣን ይዕጠን። |
33 እቲ ጋኔን ምስ ወጸሉ፡ እቲ ዓባስ ተዛረበ። |
32 - ብዙሕ ህዝቢ ኸቢብዎ ተቐሚጡ ነበረ እሞ፡ እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኣብ ወጻኢ ኣለዉ ይደልዩኻውን ኣለዉ፡ በልዎ። |
ሓሙሽተ ምቃል ፍረምረን ኣሕምልትን ንመዓልቲ ምብላዕ |
ኣስፊሑን ኣግፊሑን ስለ ዘረደኣኒ፡ ተወሳኺ ሕቶ ክሓቶ ኣይመረጽኩን። |
ከምቲ ልሙድ ኣብ ዘዝፈተሽዎ ክሽነ ዓታሩ ይጸንሖም ነበረ። |
ከም ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ውን ክውሰድ ይከኣል። |
እቲ ዝነድድ ዘሎ መሊሱ ከነድድ እምበር መታን ከይጠፍእ፣ ቀሸም የድልዮ። |
ንጉስ ዳዊት ግና፡ እዚ ነገር እዚ ዂሉ ምስ ሰምዔ፡ ኣዝዩ ተናደደ። |
27 ነበርተን ድማ ረዳኢ ኣልቦ ኪዀኑ እዮም፣ |
ካብ ከባቢ ሰሜን እዝ ወያኔ። |
ኣታ እስራኤል ድማ መሓድርካ ኽንደይ ይጽብቕ! |
እቲ ቀይሕ ተመላለሰ . |
Tags: ፍልይቲ ዕለት - ፍሉይ ታሪኻዊ ፍጻመ |
4 (፬) ኦ እግዚኣብሔር፣ ጎደናታትካ ኣፍልጠኒ፣ መገድታትካ ምሀረኒ። |
ድኅሪ ምንኵስና'ውንኣብቲ ዓበይቲ ተጋድሎ ዝፍጽሙሉ ዝነበሩ ቦታ ተገሊጹ "አበ ብዙኃን ክትኸውን ኢኻ" ኢልዎም ነበረ። |
ብዘይካ'ዚ ጽቡቕ ዝኾነ ምልከት ናይ ቋንቋ ትግረ'ውን ነበሮም። |
+ 24 ስለዚ፡ ኣምላኽ፡ ሰብነቶም ምእንቲ ኼሕስሩ፡ ከም ትምኒት ልቦም፡ ንርኽሰት ኣሕሊፉ ሂብዎም። |
24ኃሙሽተ ጊዜ ነርብዓ ጭጕራፍ ሓደ ጐደል ብኣይሁድ ተገረፍኩ። |
ኣብ ወወርሒ ናይታ ዝሓለፈት ወርሒ ተመልክት። |
(ዮሃንስ 14:6) ሳልሳይ፡ ጸሎትና ምስ ፍቓድ ኣምላኽ ዚሰማማዕ ኪኸውን ኣለዎ። |
እቲ ዝቀርብ ሕቶታት፡-
ዓለምላኻዊ ተበግሶ ሓዲሽ ውደባ በርገሳዊ ማሕበር/ምንቅስቃስ ድዩ? |
ኣንስቲ ን፬ተ ዓድታት ሓደ ገበርኣ ኣሥመርኣ ማለት ከኣ እዩ። |
ኣብዚ ምሳካ ዝሰርሑ ዘለዉ ኸ. |
ንሕና እኹል ትሩፍ ኣሎና። |
16 እዮብ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ 2 "ከምዚ ዝበለስ ብዙሕ ሰሚዐ ኣለኹ። |
ጸገም ናታቶም ከኣ'ዩ። |
አብ ሐላፍነትን ምትሕብባርን ዝተመርኮሰ ዝውሃብ ሞራላዊ ትምህርቲ አህዛብ ተሐባቢሮም ክሰርሑን ከተሐላለዩን ክፈቃቀዱን ክደናገጹን ስለ ዝሐትት ወትሩ አብ ግብሪ ክውዕል ከም ዝግባእ ክአ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮስ አመልኪቶም። |
ናትካስ ከኣ ግርም ተመጽዋቲ |
ቤት እስራኤል ከኣ ብምትላል ከቢቦምኒ ኣለዉ። |
እምበኣር ስለ ዘሕፍሮም እዩ። |
ዝተለኸፍኩም ንስኻትኩም፤ |
ኰይኑ ግና፡ የሆዋ ብኸመይ ከነምልኾ ኸም ዚግብኣና ምሂሩና እዩ። |
End of preview. Expand
in Dataset Viewer.
README.md exists but content is empty.
- Downloads last month
- 24